bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Psalms 93
Psalms 93
Amharic Tigrinya 2011
1
እግዚኣብሄር ነጊሱ፡ ግርማ ለቢሱ፡ ዓለም ከይትናወጽሲ፡ ኣጽኒዕዋ ኣሎ።
2
ዝፋንካ ኻብ ጥንቲ ጽኑዕ እዩ፡ ንስኻ ኻብ ዘለኣለም ኢኻ።
3
ጐይታየ፡ ወሓይዝ ኣልዐሉ፡ ወሓይዝ ድምጾም ኣልዐሉ፡ ወሓይዝ ህማሞም ኣልዐሉ።
4
ካብ ድምጺ ብዙሕ ማያት፡ ካብ ስልጡን ማዕበላት ባሕሪ፡ እግዚኣብሄር ኣብ ላዕሊ ይስልጥን።
5
ምስክራትካ ኣዝዩ እሙን እዩ፡ ጐይታየ፡ ንቤትካስ ንዘለኣለም ቅድስና ይግባእ
← Chapter 92
Chapter 94 →