bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Psalms 82
Psalms 82
Amharic Tigrinya 2011
1
ኣምላኽ ኣብ ማሕበር ኣማልኽቲ ደው ይብል፡ ኣብ ማእከል ኣማልኽቲ ይፈርድ ኣሎ።
2
ክሳዕ መኣዝ ኢኹም ሓሶት እትፈርዱ? ንገጽ ረሲኣንስ እተድልዉ? ሴላ።
3
ንምግዱርን ንዘኽታምን በይኑሎም፡ ንጭኑቕን መስኪንን ፍትሒ ኣውጽኡሎም።
4
ንድኻን መስኪንን ኣናግፍዎም፡ ካብ ኣእዳው ረሲኣን ኣድሕንዎም።
5
ኣይፈልጡን፡ ኣየስተውዕሉን፡ ኣብ ጸልማት ይመላለሱ፡ ብዘሎ መሰረታት ምድሪ ይናወጽ ኣሎ።
6
ኣነስ፡ ኣማልኽቲ ኢኹም፡ ኲላትኩም ውሉድ እቲ ልዑል ኢኹም፡ ግናኸ ከም ሰብ ክትሞቱ፡ ከም ሓደ ኻብቶም መሳፍንቲውን ክትወድቁ ኢኹም፡ በልኩ።
8
ዎ ኣምላኽ፡ ንዂሎም ኣህዛብ ክትወርስሲ፡ ተንስእ ንምድሪ ፍረዳ።
← Chapter 81
Chapter 83 →