bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Psalms 76
Psalms 76
Amharic Tigrinya 2011
1
ኣምላኽ ኣብ ይሁዳ ፍሉጥ እዩ፡ ስሙ ኣብ እስራኤል ዓብዪ እዩ።
2
ድንኳኑ ኣብ ሳሌም፡ ማሕደሪኡውን ኣብ ጽዮን እዩ።
3
ኣብኡ ናይ ቀስቲ ፍላጻ፡ ዋልታን ሰይፍን መሳርያ ሰባበረ።ሴላ።
4
ንስኻ ኻብ ኣኽራን መንጠልቲ ዚበልጽ ብሩህን ክቡርን ኢኻ።
5
እቶም ተባዓት ልቢ ተገፉ፡ ድቃሶም ደቀሱ፡ ኲላቶም ጀጋኑውን ኣእዳዎም ኣይረኸቡን።
6
ዎ ኣምላኽ ያእቆብ፡ ብተግሳጽካ ሰረገላታትን ኣፍራስን ድቃስ ከቢድዎም ዛሕ በሉ።
7
ንስኻ ግና እተፈራህካ ኢኻ፡ ክትቊጣዕ ከሎኻኸ፡ ኣብ ቅድሜኻ መን ደው ኪብል ይኽእል?
8
ፍርድኻ ኻብ ሰማይ ኣስማዕካ፡ ኣምላኽ ንዂሎም ትሑታት ምድሪ ምእንቲ ኼድሕን ንፍርዲ ምስ ተንስኤ፡ ምድሪ ፈርሄት ስቕውን በለት።ሴላ።
9
ፍርድኻ ኻብ ሰማይ ኣስማዕካ፡ ኣምላኽ ንዂሎም ትሑታት ምድሪ ምእንቲ ኼድሕን ንፍርዲ ምስ ተንስኤ፡ ምድሪ ፈርሄት ስቕውን በለት።ሴላ።
10
ኲራ ሰብ ኬመስግነካ እዩ እሞ፡ ትርፊ ዂራ ኽትዕጠቕ ኢኻ።
11
ንእግዚኣብሄር፡ ንኣምላኽኩም፡ ተመባጽዑሉ ፈጽምዎ ኸኣ። ኣቱም ኣብ ዙርያኡ ዘሎኹም ኲሉኹም፡ ገጸ በረኸት ነቲ ዜፍርህ ኣቕርቡሉ።
12
ንሱ ንመንፈስ መሳፍንቲ ኺዐጽዶ እዩ፡ ንነገስታት ምድሪ ዜፍርህ እዩ።
← Chapter 75
Chapter 77 →