bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Psalms 134
Psalms 134
Amharic Tigrinya 2011
1
እንሆ፡ ኣቱም ብለይቲ ኣብ ቤት እግዚኣብሄር እትቘሙ ኲሉኹም ባሮት እግዚኣብሄር፡ ንእግዚኣብሄር ባርኽዎ።
2
ኣእዳውኩም ናብ መቕደስ ኣልዕሉ፡ ንእግዚኣብሄር ከኣ ባርኽዎ።
3
ሰማይን ምድርን ዝገበረ እግዚኣብሄር ካብ ጽዮን ይባርኽካ።
← Chapter 133
Chapter 135 →