bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Psalms 133
Psalms 133
Amharic Tigrinya 2011
1
እንሆ፡ ኣሕዋት ብሓደ ሐቢሮም ኪነብሩስ፡ ክንደይ ሰናይን ክንደይ ጥዑምን እዩ።
2
ከምቲ ኽቡር ዘይቲ ኣብ ርእሲ፡ ኣብ ጭሕሚ ኣሮን፡ ናብቲ ዘፈር ልብሱ ዚወርድ እዩ።
3
እግዚኣብሄር ኣብ በረኸትን ህይወትን ንዘለኣለም ኣዚዙ እዩ እሞ፡ ከምቲ ናብ ኣኽራን ጽዮን ዚወርድ ጠሊ ሄርሞን እዩ።
← Chapter 132
Chapter 134 →