bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Psalms 131
Psalms 131
Amharic Tigrinya 2011
1
ዎ እግዚኣብሄር፡ ልበይ ኣይተዐበየን፡ ኣዒንተይ ከኣ ልዕል ኣይበላን፡ ኣብ ዓብይን ዘየስተውዕሎን ነገር ኣይመላለስን።
2
ንነፍሰይ ኣህዳእክዋ፡ ስቕ ኣበልክዋ፡ ከም ጡብ ዝሐደገ ሕጻን ኣብ ሕቚፊ ኣዲኡ፡ ነፍሰይ ከምቲ ጡብ ዝሐደገ ሕጻን ኣባይ ከምኡ እያ።
3
ኣታ እስራኤል፡ ካብ ሕጂ ንዘለኣለም ብእግዚኣብሄር ተስፋ ግበር።
← Chapter 130
Chapter 132 →