bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Psalms 128
Psalms 128
Amharic Tigrinya 2011
1
ንእግዚኣብሄር ዚፈርህ፡ ብመገዱ ዚመላለስ ዘበለ ሰብ ብጹእ እዩ።
2
ዕዮ ኣእዳውካ ኽትበልዑ ኢኻ እሞ፡ ብጹእ ኢኻ፡ ደሓንውን ክትረክብ ኢኻ።
3
ሰበይትኻ ኣብ ውሽጢ ቤትካ ኸም ፈራይት ወይኒ ኽትከውን። ውሉድካ ኣብ ዙርያ መኣድኻ ኸም ተኽሊ ኣውሊዕ ኪዀኑ እዮም።
4
እንሆ፡ ንእግዚኣብሄር ዚፈርህ ሰብ ከምዚ ኢሉ ኺባረኽ እዩ።
5
እግዚኣብሄር ካብ ጽዮን ኪባርኸኻ፡ ኲለን መዓልትታት ህይወትካ ድማ ሰናይ የሩሳሌም ክትርኢ ኢኻ።
6
ደቂ ደቅኻውን ክትርኢ ኢኻ። ሰላም ኣብ ልዕሊ እስራኤል ይኹን።
← Chapter 127
Chapter 129 →