bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Psalms 127
Psalms 127
Amharic Tigrinya 2011
1
እግዚኣብሄር ንቤት እንተ ዘይሀነጻ፡ ሃነጽቲ ንኸንቱ ይጽዕሩ። እግዚኣብሄር ንኸተማ እንተ ዘይሐለዋ፡ ሓላዊ ንኸንቱ ይነቅሕ።
2
ኣንጊሀኩም ምትንሳእኩም፡ ኣምሲኹም ምድቃስኩም፡ እንጌራ ጻዕሪ ምብላዕኩም ከንቱ እዩ፡ እዝስ ንፍቁራቱ ደቂሶም ከለዉ ይህቦም እዩ።
3
እንሆ፡ ውሉድ ውህበት እግዚኣብሄር እዮም፡ ፍረ ኸርሲ ኸኣ ዓስቢ እዩ።
4
ከምቲ ኣብ ኢድ ጅግና ዘሎ ፍላጻ፡ ውሉድ ንእስነት ከምኡ እዮም።
5
ጒልድባኡ ብእኦም ዝመልኤ ሰብኣይ ብጹእ እዩ፡ ኣብ ደገ ምስ ጸላእቲ እንተ ተዛረቡ፡ ኣይሐፍሩን እዮም።
← Chapter 126
Chapter 128 →