bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Psalms 126
Psalms 126
Amharic Tigrinya 2011
1
እግዚኣብሄር ንምሩኻት ጽዮን ምስ መለሶም፡ ከም ሓለምቲ ነበርና።
2
ሽዑ ኣፍና ብሰሓቕ፡ መልሓስናውን ብእልልታ መልኤ። ሽዑ ኣህዛብ፡ ነዚኣቶም እግዚኣብሄር ዓብዪ ግብሪ ገይሩሎም፡ ተባሃሀሉ።
3
እግዚኣብሄር ዓብዪ ግብሪ ገበረልና፡ ንሕናውን ተሐጐስና።
4
ዎ እግዚኣብሄር፡ ከም ንወሓይዝ ደቡብ ጌርካ ንምሩኻትና ምለሶም።
5
ብንብዓት ዚዘርኡ ብእልልታ ይዐጽዱ።
6
ዘርኢ ተሰኪሙ ብብኽያት ይወፍር፡ እንዳእቱ ተሰኪሙ ብእልልታ ይምለስ።
← Chapter 125
Chapter 127 →