bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Psalms 123
Psalms 123
Amharic Tigrinya 2011
1
ኣታ ኣብ ሰማያት እትነብር፡ ኣዒንተይ ናባኻ ኤልዕል ኣሎኹ።
2
እንሆ፡ ከምቲ ኣዒንቲ ባሮት ናብ ኢድ ጐይታኦም፡ ከምቲ ኣዒንቲ ገረድ ናብ ኢድ እምቤታ ዚጥምታ፡ ከምኡውን ኣዒንትና፡ ንሱ ኽሳዕ ዚርሕርሓልና፡ ናብ እግዚኣብሄር ኣምላኽና ይጥምታ ኣለዋ።
3
ምሐረና፡ ንዕቀት ኣዚና ጸጊብና ኢና እሞ፡ ጐይታየ፡ ምሐረና።
4
ነፍስና ብላግጺ ሕንቁቓትን ብንዕቀት ዕቡያትን ኣዝያ ጸገበት።
← Chapter 122
Chapter 124 →