bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Psalms 111
Psalms 111
Amharic Tigrinya 2011
1
ሃሌሉያ። ብምሉእ ልበይ ኤመስግኖ ኣሎኹ።
2
ግብሪ እግዚኣብሄር ዓብዪ እዩ፡ እቶም ብእኡ ዚሕጐሱ ዂሎም ይምርምርዎ እዮም።
3
ግብሩ ኽብርን ግርማን እዩ፡ ጽድቁ ኸኣ ንዘለኣለም ይነብር።
4
ንተኣምራቱ መዘከርታ ገበሮ፡ እግዚኣብሄር መሓርን ርሕሩሕን እዩ።
5
ንዚፈርህዎ ምግቢ ይህቦም፡ ኪዳኑ ንዘለኣለም ይዝክር።
6
ርስቲ ኣህዛብ ብምሃቡ ሓይሊ ግብሩ ንህዝቡ ኣርኣዮ።
7
ግብሪ ኣእዳዉ ሓቅን ፍርድን እዩ፡ ትእዛዙ ዂሉ ጽኑዕ እዩ።
8
ንዘለኣለም ኣለም ጽኑዕ፡ ብሓቅን ብቕንዕናን እተገብረ እዩ።
9
ንህዝቡ በጃ ሰደደሎም፡ ኪዳኑ ንዘለኣለም ኣዘዘ፡ ስሙ ቅዱስን ዜፍርህን እዩ።
10
ፍርሃት እግዚኣብሄር መጀመርያ ጥበብ እዩ፡ ዚገብርዎ ዂሎም ሰናይ ልቦና ኣለዎም። ምስጋናኡ ንዘለኣለም ይነብር።
← Chapter 110
Chapter 112 →