bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic (Tigrigna: Contemporary Tigrinya Bible 2024)
/
Psalms 126
Psalms 126
Amharic (Tigrigna: Contemporary Tigrinya Bible 2024)
1
(ዳዊት።) እግዚኣብሄር ዕጫ ጽዮን ምስ ቀየረ፡ ከምቶም ዝሓልሙ ኢና ነይርና።
2
ሽዑ ኣፍና ብሰሓቕ መልሓስና ድማ ብደርፊ መሊኡ። ሽዑ ኣብ ማእከል ኣህዛብ፡ እግዚኣብሄር ዓብዪ ነገር ገበረሎም።
3
እግዚኣብሄር ዓብዪ ነገር ገይሩልና እዩ። ብእኡ ሕጉሳት ኢና።
4
ዎ እግዚኣብሄር፡ ዕጫና ከም ወሓይዝ ደቡብ ግበሮ።
5
እቶም ንብዓት ዚዘርኡ ብሓጐስ ኪዓጽዱ እዮም።
6
እቲ እናበኸየን ክቡር ዘርኢ ሒዙን ዚወጽእ ብዘይጥርጥር ብሓጐስ ተመሊሱ ዕስለታቱ ኸም ዚመጽእ ዘጠራጥር ኣይኰነን።
← Chapter 125
Chapter 127 →