bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic (Tigrigna: Contemporary Tigrinya Bible 2024)
/
Psalms 127
Psalms 127
Amharic (Tigrigna: Contemporary Tigrinya Bible 2024)
1
(ዳዊት ሰሎሞን።) እግዚኣብሄር ነታ ቤት እንተ ዘይሰርሓ፡ እቶም ዝሃንጽዋ ንኸንቱ ይጽዕሩ። እግዚኣብሄር ነታ ከተማ እንተ ዘይሓለዋ፡ እቲ ሓላዊ ንኸንቱ ይነቅሕ።
2
ኣንጊህካ ተንሲእካ፡ ደንጉኻ ኮፍ ምባል፡ እንጌራ ሓዘን ክትበልዕ ንኸንቱ እዩ። ከመይሲ ንፍቑሩ በዚ ኸምዚ የድቅሶ።
3
እንሆ፡ ውሉድ ርስቲ እግዚኣብሄር እዮም፡ ፍረ ማህጸን ኣደ ድማ ዓስቡ እዩ።
4
ከምቲ ፍላጻ ኣብ ኢድ ጅግና ዘሎ፤ ደቂ ንእስነት እውን ከምኡ።
5
እቲ መንጠልጠሊኡ ብእኦም ዝመልአ ሰብ ሕጉስ እዩ። ኣብ ኣፍ ደገ ንጸላእቲ ክዛረቡ እምበር፡ ሓፊሮም ኣይኪቐውሙን እዮም።
← Chapter 126
Chapter 128 →