bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya (መፅሓፍ ቅዱስ) No Year
/
Psalms 113
Psalms 113
Amharic Tigrinya (መፅሓፍ ቅዱስ) No Year
1
ሃሌ ሉያ። ኣቱም ባሮት እግዚኣብሄር፥ ንስም እግዚኣብሄር ኣመስግንዎ።
2
ካብ ሎሚ ጀሚሩ ኽሳዕ ዘለኣለም፥ ስም እግዚኣብሄር ብሩኽ ይኹን።
3
ካብ ምብራቕ ፀሓይ ጀሚሩ ክሳዕ ምዕራባ፥ ስም እግዚኣብሄር ይመስገን።
4
እግዚኣብሄር ኣብ ልዕሊ ዅሎም ኣህዛብ ልዑል እዩ፤ ክብሩ ኸዓ ልዕሊ ዅሉ ሰማያት እዩ።
5
ነቲ ኣብ ላዕሊ ኣብ ዙፋኑ ዝተቐመጠ፥ ንእግዚኣብሄር ኣምላኽና ዝመስል መን እዩ?
6
ኣብ ሰማይን ኣብ ምድርን ንዝተዋረዱ ዝርኢ፥
7
ንድኻ ኻብ መሬት ዘልዕል፥ ንምስኪንውን ካብ መሬት ልዕል ዘብሎ፥
8
ምስ ኣሕሉቕን፥ ምስ ኣሕሉቕ ህዝቡን ምእንቲ ኸቐምጦ፥
9
ንመኻን ኣብ ቤት የንብራ፥ ሕጉስቲ እኖ ቘልዑውን ይገብራ። ሃሌ ሉያ።
← Chapter 112
Chapter 114 →