bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Psalms 150
Psalms 150
Amharic Tigrinya 2011
1
ንሳቶም ኣብ ኣህዛብ ሕነ ንምፍዳይ፡ ህዝብታት ከኣ ንምቕጻዕ፡ ንነገስታቶም ብሰንሰለት፡ ንኽቡራቶም ብመቚሕ ሓጺን ንምእሳር፡ ነቲ ጽሑፍ ፍርዲ ኣብኣቶም ኪፍጽምዎስ፡ ምስጋና እግዚኣብሄር ኣብ ጐረሮኦም፡ ክልተ ዝኣፉ ሰይፊውን ኣብ ኢዶም ይኹን። እዚ ንዂሎም ቅዱሳኑ ኽብሪ እዩ። 1 ሃሌሉያ። ኣብ ጠፈር ስልጣኑ ኣመስግንዎ።2 ስለቲ ግብርታት ሓይሉ ኣመስግንዎ፡ ከም ብዝሒ ዕቤቱ ኣመስግንዎ።3 ብድምጺ መለኸት ኣመስግንዎ። ብበገናን መሰንቆን ኣመስግንዎ።4 ብኸበሮን ብሳዕሳዒትን ኣመስግንዎ፡ ብቓና ኣውታርን እምብልታን ኣመስግንዎ።5 ጭልጭል ብዝብል ጸናጽል ኣመስግንዎ፡ ብጥዑም ዝደሃዩ ጸናጽል ኣመስግንዎ።6 ትንፋስ ዘለዎ ዂሉ ንእግዚኣብሄር የመስግኖ።
2

← Chapter 149