bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Psalms 100
Psalms 100
Amharic Tigrinya 2011
1
ኲሉኺ ምድሪ፡ ንእግዚኣብሄር እልል በልሉ።
2
ንእግዚኣብሄር ብሓጐስ ተገዝእዎ፡ ኣብ ቅድሚኡ ብእልልታ ምጹ።
3
እግዚኣብሄርሲ ኣምላኽ ምዃኑ ፍለጡ፡ ንሱ ገበረና፡ ባዕላትና ኣይኰንናን፡ ንሕናስ ህዝቡን ኣባጊዑ መጓሴኡ ኢና።
4
ኣብ ደጌታቱ ብምስጋና፡ ኣብ ኣጸዱውን ብውዳሴ እተዉ፡ ኣመስግንዎ ንስሙ ኸኣ ባርኹ።
5
እግዚኣብሄር ሰናይ እዩ እሞ፡ ጸጋኡ ንዘለኣለም፡ እምነቱ ኸኣ ንውሉድ ወለዶ ይነብር።
← Chapter 99
Chapter 101 →