bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Job 11
Job 11
Amharic Tigrinya 2011
1
ድሕሪዚ ሶፋር ናዕማዊ ኸምዚ ኢሉ መለሰ፡
2
ዚ ብዝሒ ዘረባዶ ምላሽ ኣይኪወሀቦን እዩ? ወይስ ለፍላፊ ሰብዶ ኺጸድቕ እዩ?
3
እዚ ምሕባንካዶ ንሰብ ስቕ ኬብሎ እዩ? ኣላጊጽካስ ዜሕፍረካ ሰብዶ የልቦን?
4
ንስኻውን፡ ትምህርተይ ቅኑዕ እዩ፡ ኣብ ዓይንኻውን ንጹህ እየ፡ ትብል ኣሎኻ።
5
ኣየ፡ ኣምላኽያ እንተ ዚዛረብ፡ ከናፍሩ ኸፊቱ እንተ ዚመልሰልካ፡
6
ናይ ጥበብ ምስጢራት ካብቲ ዘሎ ዕጽፊ ምዃኑ እንተ ዚገልጸልካ፡ ንገሊኡ ኣበሳኻ ኸም ዚርስዖ፡ መስተብሀልካ ኔርካ።
7
ንመዓሙቚ ኣምላኽዶ ኸተቚሮ፡ ንምልኣት እቲ ዂሉ ዚኽእልሲ ኸተቚሮ ትኽእል ኢኻ?
8
ካብ ሰማይ ልዕል ይብል፡ እንታይ ክትገብር ኢኻ? ካብ ሲኦል ይዐምቚ፡ እንታይ ክትፈልጥ ኢኻ?
9
ስፍሩ ኻብ ምድሪ ይነውሕ፡ ካብ ባሕሪውን ይሰፍሕ እዩ።
10
ንሱስ ንኸንቱነት ሰብ ይፈልጦ፡ ንዓመጻ ኸኣ ሃሰስ ከይበለ ይረኽቦ እዩ እሞ፡ ንሱ እንተ ሐለፈ፡ እንተ ዐጸወ፡ ኣብ ፍርዲ እንተ ኣከበ፡ መን እዩ ዚኽልክሎ?
11
ንሱስ ንኸንቱነት ሰብ ይፈልጦ፡ ንዓመጻ ኸኣ ሃሰስ ከይበለ ይረኽቦ እዩ እሞ፡ ንሱ እንተ ሐለፈ፡ እንተ ዐጸወ፡ ኣብ ፍርዲ እንተ ኣከበ፡ መን እዩ ዚኽልክሎ?
12
ግናኸ ዓሻ ሰብ ምስትውዓል የብሉን፡
← Chapter 10
Chapter 12 →