bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Deuteronomy 19
Deuteronomy 19
Amharic Tigrinya 2011
1
ነቶም እግዚኣብሄር ኣምላኽካ፡ ምድሮም ዚህበካ ህዝብታት፡ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ ምስ ኣጥፍኦም እሞ ምስ ወረስካዮም፡ ኣብ ከተማታቶምን ኣብ ኣባይቶምን ድማ ምስ ተቐመጥካ፡
2
ኣብ ማእከል እታ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ ኽትወርሳ ዚህበካ ምድሪ ስለስተ ኸተማ ፍለ።
3
ንኣኻ መገዲ ጽረግ፡ ነፍሲ ወከፍ ቀታል ነፍሲ ናብኡ ምእንቲ ኸሀድም ድማ፡ ነቲ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ ንርስቲ ዚህበካ ዶም ምድርኻ ኣብ ሰለስተ ምቐሎ።
4
ናብኡ ዝሀደመ ቐታል ነፍሲ ምእንቲ ኺድሕን፡ ነገሩ ኸምዚ እዩ፡ ቀደም ጽልኢ ዘይነበሮ እሞ ብዘይ ፍልጠት ንብጻዩ ዝቐተለ፡
5
ዕጨይቲ ኪቐርጽ ምስ ብጻዩ ናብ ዱር እንተ ወፈረ፡ ኦም ኪቖርጽ ኢሉ፡ ማሕጽ ብኢዱ ወስ እንተ ኣበለ፡ እቲ ሓጺን ካብ ሓኽሊ ነጺሉ፡ ነቲ ብጽያዩ እንተ ረኸቦ፡ ንሱ ኸአ እንተ ሞተ፡ ናብ ሓንቲ ኻብተን ከተማታት እቲኤን ሀዲሙ ድማ ብህይወት ይንበር።
6
ቀደም ጽልኢ ስለ ዘየነብሮ፡ ሞት ዘይግብኦ ኽነሱ፡ እቲ ፈዳይ ደም ልቡ ነዲድዎ ኸሎ፡ ነቲ ቐታሊ ኸይሰጎ፡ መገዱ ስለ ዝረሐቐ ኸአ፡ ኣርኪቡ ኸይቀትሎ፡
7
ስለዚ ኣነ፡ ስለስተ ኸተማ ንኣኻ ፍለ፡ ኢለ እእዝዘካ ኣሎኹ ኹሉ ትእዛዝ እዚ ኽትገብሮ፡ ንእግዚኣብሄር ኣምላኽካ ኸተፍቅሮ፡ ወርትግ ድማ ብመገዱ ኽትከይድ እንተ ተጠንቀቕካ፡ ሾኡ ኣብ ልዕሊ እዘን ስለስተ ኸተማታት እዚኤን ንኣኻ ኻልኦት ሰለስተ ኽትውስኽ ኢኻ።
8
እዚ ኸአ ኣብ ማእከል እታ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ ኽትወርሳ ዚህበካ ምድሪ ንጹህ ደም ከይኸውን እዩ።
9
እዚ ኸአ ኣብ ማእከል እታ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ ኽትወርሳ ዚህበካ ምድሪ ንጹህ ደም ከይኸውን እዩ።
10
እዚ ኸአ ኣብ ማእከል እታ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ ኽትወርሳ ዚህበካ ምድሪ ንጹህ ደም ከይኸውን እዩ።
11
ግናኸ ሐደ ሰብ ንብጻዩ እንተ ጸልኦ፡ ኣድብዩ ጸኒሑ ድማ፡ ተንሲኡ ኽሳዕ ዚመውት እንተ ወቕዖ፡ ናብ ሓንቲ ኻብዘን ከተማታት እዚኤን እንተ ሀደመ፡
12
ሽዑ እቶም ዓበይቲ ኸተማኡ ልኢኾም ካብኡ ይውሰድዎ፡ ኣብ ኢድ እቲ ፈዳይ ደም ድማ ኣሕሊፎም ይሀብዎ፡ ይሙት ከአ።
13
ምእንቲ ኺጽብቐልካ፡ ነቲ ንጹሕ ደም ካብ እስራኤል ኣርሕቆ እምበር፡ ዓይንኻ ኣይተናሕስየሉ።
14
ኣብቲ እትወርሶ ርስትኻ፡ ኣብታ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ ኽትርስትያ ዚህበካ ምድሪ እቶም ቀዳሞት ዝደወብዎ፡ ዶብ ብጻይካ ኣይትግዕዝ።
15
ኣብ ዝኾነ በደል ወይ ኣብ ዝኾነ ሓጢኣት፡ ኣብ ዚግበር ዘበለ ሓጢኣት፡ ሓደ ምስክር ኣብ ሰብ ኣይቖም። ኩሉ ነገር ብኣፍ ክልተ ምስክር ወይ ብኣፍ ስለስተ ምስክር ይቑም።
16
ሓሳው ምስክር ኣብ ሰብ ብገለ ኣበሳ ኺምስክር እንተ ተንስኤ፡
17
ሽዑ ኽልቲኦም ባእሲ ዘለዎም ሰብ ኣብ ቅድሚ ኻህናትን ኣብ ቅድሚ እቶም በተን መዓልትታት እቲኤን ፈራዶ ዝኾኑን፡ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ይቑሙ።
18
እቶም ፈራዶ ድማ ኣጸቢቖም ይመርምሩ፡ እንሆ ድማ፡ እቲ ምስክር ሓሳዊ ምስክር እንተ ኾነ እሞ ኣብ ሓው ብሓሶት እንተ መስከረ፡
19
ሽዑ ኸምቲ ንሓው ኺገብሮ ዝሐሰበ፡ ግበርዎ። ነቲ ኽፉእ ካብ ማኣከልካ ኣርሕቆ።
20
እቶም ዝተረፉ ኸአ ኪሰምዑን ኪፈርሁን እዮም እሞ፡ ድሕሪ ደጊም ከምዚ ዝበለ ኽፉእ ነገር ኣብ ማእከልካ ኣይገብሩን።
21
ዓይንኻ ኣይተናሕስየሉ፡ ኣብ ክንዲ ነፍሲ፡ ነፍሲ፡ ኣብ ክንዲ ዓይኒ፡ ዓይኒ፡ ኣብ ክንዲ ስኒ፡ ስኒ፡ ኣብ ክንዲ ኢድ፡ ኢድ፡ ኣብ ክንዲ እግሪ፡ እግሪ።
← Chapter 18
Chapter 20 →