bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya (መፅሓፍ ቅዱስ) No Year
/
Psalms 13
Psalms 13
Amharic Tigrinya (መፅሓፍ ቅዱስ) No Year
1
ኦ ጐይታ፥ ክሳዕ መኣዝ ኢኻ ፈፂምካ እትርስዐኒ? ክሳዕ መኣዝከ ኢኻ ኻባይ ገፅካ እትኽውል?
2
ክሳዕ መኣዝ እየኸ ብነፍሰይ ዝጭነቕ? ክሳዕ መኣዝከ እየ ዅልሻዕ ዝሓዝን? ፀላእተይከ ኽሳዕ መኣዝ እዮም ኣብ ልዕለይ ዝዕበዩ?
3
ፀላእተይ ስዒርናዮ ኸይብሉ፥ ኦ ኣምላኸይ፥ ተመልከተኒ ስምዐኒውን፤
4
እቶም ዘጨንቑኒውን ብምንዋፀይ ደስ ከይብሎም፥ ናይ ሞት ድቃስ ከይድቅስ ነዒንተይ ኣብርሃየን።
5
ኣነ ግና ብምሕረትካ እውከል ኣለኹ፤ ልበይውን ብምድሓንካ ይሕጐስ።
6
ንዝረድአኒ እግዚኣብሄር፥ አመስግን ኣለኹ፤ ንስም ልዑል እግዚኣብሄርውን እዝምር ኣለኹ።
← Chapter 12
Chapter 14 →