bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya (መፅሓፍ ቅዱስ) No Year
/
Psalms 128
Psalms 128
Amharic Tigrinya (መፅሓፍ ቅዱስ) No Year
1
ኵሎም ንእግዚኣብሄር ዝፈርሑ፥ ብመንገዱውን ዝኸዱ ዝተባረኹ እዮም።
2
ፍረ ፃማኻ ኽትምገብ ኢኻ፤ ምስጉን ኢኻ፤ ሰናይውን ክኾነልካ እዩ።
3
ሰበይትኻ ኣብ ውሽጢ ገዛኻ፥ ከም ዝፈሪ ወይኒ እያ፤ ውሉድካ ኣብ ዙርያ ማእድኻ፥ ከም ተኽሊ ኣውሊዕ እዮም።
4
እንሆ፥ እቲ ንእግዚኣብሄር ዝፈርሕ ሰብ፥ ከምዙይ ክባረኽ እዩ።
5
እግዚኣብሄር ካብ ፅዮን ይባርኽካ፤ ብዅለን መዋእል ህይወትካ ድማ፥ ናይ ኢየሩሳሌም ሰናይ ክትርኢ ኢኻ።
6
ደቂ ደቅኻውን ክትርኢ ኢኻ፤ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ሰላም ይኹን።
← Chapter 127
Chapter 129 →