bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya (መፅሓፍ ቅዱስ) No Year
/
Psalms 126
Psalms 126
Amharic Tigrinya (መፅሓፍ ቅዱስ) No Year
1
እግዚኣብሄር ንምርኮ ፅዮን ምስ መለሰ፥ የመና ሕጉሳት ኮንና።
2
ሽዑ ኣፍና ብደስታ፥ ኣንደበትናውን ብታሕጓስ መልአ፤ በቲ ጊዜቱይ ኣብ ኣህዛብ፥ እግዚኣብሄር ዓብዪ ነገር ገበረሎም ተብሃለ።
3
እግዚኣብሄር ዓብዪ ነገር ገበረልና፤ ንሕናውን ተሓጐስና።
4
ኦ ጐይታ፥ ከምቶም ኣብ ደቡብ ዘለዉ ኣፍላጋት፥ ንምሩኻትና ምለሶም።
5
እቶም ብንብዓት ዝዘርኡ፥ ብታሕጓስ ይዓፅዱ።
6
እንትኸዱ ዘርኦም ተሸኪሞም እናበኸዩ ወፈሩ፥ እንትምለሱ ግና እንዳእቶም ተሰኪሞም እናተሓጐሱ ይመፁ።
← Chapter 125
Chapter 127 →