bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya (መፅሓፍ ቅዱስ) No Year
/
Psalms 120
Psalms 120
Amharic Tigrinya (መፅሓፍ ቅዱስ) No Year
1
ብጊዜ ጭንቀተይ ናብ እግዚኣብሄር ኣእዌኹ፤ ንሱውን ሰምዐኒ።
2
ኦ ጐይታ፥ ካብ ሓሳዊ ኸንፈር፥ ካብ መታለሊ መልሓስውን ንነፍሰይ ኣድሕና።
3
ስለ ጠባሪ መልሓስ እንታይ ይህቡኻ? እንታይከ ይውስኹኻ?
4
ከም ፍሕሚ ዕንፀይቲ በረኻ፥ ፍላፃታት ሓያላት ዝተስሓሉ እዮም።
5
ኣነ መንበርየይ ዝረሓቐ ወይለይ! ኣብ ድንኳናት ቄዳር ሓደርኩ።
6
ምስ ሰላም ዝፀልኡ፥ ነፍሰይ ብዙሕ ጊዜ ነበረት።
7
ኣነ ሰላማዊ እየ፤ ብዝተናገርኩ ቝፅሪ ግና ብኸንቱ ኣብ ልዕለይ ተሰለፉ።
← Chapter 119
Chapter 121 →