bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya (መፅሓፍ ቅዱስ) No Year
/
Esther 10
Esther 10
Amharic Tigrinya (መፅሓፍ ቅዱስ) No Year
1
ንጉስ ኣርጤክስስ ከዓ ኣብታ ምድርን ኣብ ደሴታት ባሕርን ግብሪ ኣውደቐ።
2
ናይ ሓይሉን ናይ ጅግንነቱን ኵሉ ግብሩን፥ ምሉእ ታሪክ ናይቲ ንጉስን፥ ንመርዶክዮስ ከመይ ገይሩ ልዕል ከም ዘበሎን፥ ኣብ መፅሓፍ ታሪክ ነገስታት ሜዶንን ፋርስን ዝተፅሓፈዶ ኣይኮነን?
3
መርዶክዮስ እቲ ኣይሁዳዊ ንንጉስ ኣርጤክስስ ብመዓርግ ካልኣይ ነበረ። ኣብ ኣይሁድ ክቡር፥ በቶም ብዙሓት ኣሕዋቱ ኸዓ ፍትዊ ነበረ። ህዝቡ ፅቡቕ ክረኽቡ፥ ኵሎም ዘርኡ ድማ ብደሓን ክነብሩ ይፅዕረሎም ነበረ።
← Chapter 9