2 Chronicles 6:13 — Compare Translations

6 translations compared side by side

TranslationText
Amharic (Tigrigna: Contemporary Tigrinya Bible 2024) ሰሎሞን ንውሓቱ ሓሙሽተ እመት፡ ስፍሓቱ ሓሙሽተ እመት፡ ቁመቱ ድማ ሰለስተ እመት፡ ካብ ኣስራዚ መጋረጃ ሰሪሑ፡ ኣብ ማእከል እቲ ኣጸድ ኣንበሮ። ኣብ ልዕሊኣ ደው ኢሉ ድማ ኣብ ቅድሚ ብዘሎ እቲ ጉባኤ ተምበርከኸ። ካብ እስራኤል ድማ ኣእዳዉ ናብ ሰማይ ዘርጊሑ፡
Amharic 2000 (የአማርኛ መጽሐፍ ቅዱስ (ሰማንያ አሃዱ)) ሰሎ​ሞ​ንም ርዝ​መቱ አም​ስት ክንድ፥ ወር​ዱም አም​ስት ክንድ፥ ቁመ​ቱም ሦስት ክንድ የሆነ የናስ መድ​ረክ ሠርቶ በእ​ግ​ዚ​አ​ብ​ሔር ቤት አደ​ባ​ባይ መካ​ከል ተክ​ሎት ነበር፤ በላ​ዩም ቆመ፤ በእ​ስ​ራ​ኤ​ልም ጉባኤ ሁሉ ፊት በጕ​ል​በቱ ተን​በ​ር​ክኮ እጁን ወደ ሰማይ ዘረጋ፤
Amharic Catholic Version (መጽሐፍ ቅዱስ - (ካቶሊካዊ እትም - ኤማሁስ)) No Year ሰሎሞንም ርዝመቱ አምስት ክንድ፥ ወርዱም አምስት ክንድ፥ ቁመቱም ሦስት ክንድ የሆነ የናስ መደገፊያ ሠርቶ በአደባባዩ መካከል ተክሎት ነበር፥ በእርሱም ላይ ቆመ፥ በእስራኤልም ጉባኤ ሁሉ ፊት በጉልበቱ ተንበርክኮ እጁን ወደ ሰማይ ዘርግቶ፥
Amharic NASV (አዲሱ መደበኛ ትርጒም) ሰሎሞንም ርዝመቱ አምስት ክንድ፣ ወርዱ አምስት ክንድ፣ ከፍታውም ሦስት ክንድ የሆነ የናስ መድረክ በውጭው አደባባይ መካከል አሠርቶ ነበር፤ በመድረኩም ላይ ወጥቶ በመቆም በመላው የእስራኤል ጉባኤ ፊት ተንበርክኮ እጆቹን ወደ ሰማይ ዘረጋ፤
Amharic Tigrinya (መፅሓፍ ቅዱስ) No Year ሰሎሞን ክልተ ሜትርን ዕስራን ሰንቲ ሜትር ዝምንዋሑ፥ ክልተ ሜትርን ዕስራን ሰንቲ ሜትር ዝምግፋሑ፥ ሓደ ሜትርን ሰላሳን ሰንቲ ሜትር ዝምብራኹ መድረኽ ብነሃስ ሰሪሑ ነበረ፤ ኣብ ማእኸል እቲ ዓፀድ ከዓ ገበሮ። ኣብ ልዕሊኡ ድማ ደው በለ፤ ኣብ ቅድሚ ኵሉ እቲ ማሕበር እስራኤል ከዓ ተምበርኪኹ ኣእዳዉ ናብ ሰማይ ዘርግሐ።
Amharic Tigrinya 2011 ሰሎሞንሲ ሓሙሽተ እመት ዝምንዋሑ፡ ሓሙሽተ እመት ከኣ ዝምግፋሑ፡ ሰለስተ እመትውን ዝምብራኹ ናይ ኣስራዚ መበረኽ ተዛራቢ ሰሪሑ ነበረ፡ ኣብ ማእከል እቲ ኣጻድ ከኣ ገበሮ። ኣብ ልዕሊኡ ድማ ደው በለ፡ ኣብ ቅድሚ ብዘሎ እቲ ማሕበር እስራኤል ከኣ ብብርኩ ተደቢሩ ኣአዳዉ ናብ ሰማይ ዘርግሔ።