bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Psalms 114
Psalms 114
Amharic Tigrinya 2011
1
እስራኤል ካብ ግብጺ፡
2
ይሁዳ መቕደሱ፡ እስራኤል ግዝኣቱ ዀነ።
3
ባሕሪ ርእያቶ ሀደመት። ዮርዳኖስ ንድሕሪት ተመልሰ።
4
ኣኽራን ከም ደዓውል፡ ኰረቢት ከም ዕያውቲ ተሰራሰሩ።
5
ኣቲ ባሕሪ፡ እንታይ ኴንኪ ዝሀደምኪ፡ ኣቲ ዮርዳኖስከ፡ ንድሕሪት እተመለስኪ?
6
ኣቱም ኣኽራን፡ ከም ደዓውል፡ ኣቱም ኰረቢትሲ፡ ከም ዕያውቲ እተሰራሰርኩም፡ እንታይ ኴንኩም ኢኹም?
7
ኣቲ ምድሪ፡ ኣብ ቅድሚ ነኻውሕ ናብ ቀላያት፡ ንዓረ ናብ ዓይኒ ማያት ዝለወጠ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ያእቆብ ኣንቀጥቅጢ።
← Chapter 113
Chapter 115 →