Luke 18
Amharic Tigrinya 2011
22የሱስ ድማ እዚ ምስ ሰምዔ፡ ገና ኸኣ ሓንቲ ተሪፋትካ ኣላ፡ ዘሎካ ዂሉ ሼጥካ ንድኻታት ሀብ፡ ኣብ ሰማይ ከኣ መዝገብ ኪጸንሓካ እዩ፡ ንዓውን ስዐበኒ፡ በሎ።
40የሱስ ከኣ ደው ኢሉ ናብኡ ኼምጽእዎ ኣዘዘ። ናብኡ ምስ ቀረበ ድማ፡ የሱስ፡ እንታይ ክገብረልካ ትደሊ ኣሎኻ፧ ኢሉ ሐተቶ። ንሱ ኸኣ፡ ጐይታይ፡ ክርኢ፡ በሎ።