Judges 6
Amharic Tigrinya 2011
5ንሳቶም ምስ ከብቶምን ድንኳውንቶምን ደየቡ፡ ምብዛሖም ከአ ኣንበጣ ኾይኖም መጹ። ንሳቶምን ኣግማሎምን ቁጽሪ ዜብሎም ነበሩ እሞ፡ ኬጥፍእዋ ናብታ ሃገር ኣተው።
14ንሱ ድማ፡ ኣየ ጐይታይ፡ እንሆ ዓሌተይ ካብ ምናሴ እቲ ድኻ እዩ፡ ኣነ ኸአ ኣብ ቤት ኣቦይ እቲ ንእሽቶ እየ፡ ንእስራኤል ደአ ብምንታይ ከድሕኖ እየ፡ በሎ።