bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Joshua 16
Joshua 16
Amharic Tigrinya 2011
1
እቲ ዕጭ ደቂ ዮሴፍ ድማ ካብ ዮርዳኖስ ጥቓ ያሪኮ ብወገን ምብራቑ ንማይ ያሪኮ፡ ካብ ያሪኮ ድማ በቲ ናብ ከረን ቤትኤል ዜደይብ በረኻ ወጸሎም።
2
ካ ቤትኤል ናብ ሉዝ መጺኡ ኸአ፡ ብዶብ ኣርካውያን ገይሩ ናብ ዓጣሮት ይሐልፍ።
3
ብምዕራብ ከአ ናብ ዶብ ያፍላጣውያን ክሳዕ ዶብ ታሕታይ ቤትሖሮንን ክሳዕ ጌዘርን ይወርድ፡ ናብ ባሕሪ ድማ ይወጽእ።
4
ደቂ ዮሴፍ፡ ምናሴን ኤፍሬምን፡ ድማ ርስቶም ወሰዱ።
5
ዶብ ደቂ ኤፍሬም ከከም ዓሌቶም እዚ እዩ፡ ዶብ ርስቶም ብምብራቕ ዓጣሮትኣዳር ክሳዕ ላዕላይ ቤትሖሮን እዩ።
6
እቲ ዶብ ብወገን ምዕራብ ከአ ንሰሜን ሚክመታት ይወጽእ፡ እቲ ዶብ ድማ ንምብራቕ ኣቢሉ ናብ ታኣናትሺሎ ዘይሩ ናብ ምብራቕ ያኖእ ይሐልፍ።
7
ካብ ያኖእ ኸአ ናብ ዓጣሮትን ናብ ናዓራን ይወርድ፡ ናብ ያሪኮ በጺሑ፡ ናብ ዮርዳኖስ ይወጽእ።
8
ካብ ታጵኣ እቲ ዶብ ንምዕራብ ኣቢሉ ኽሳዕ ርባ ቅና ሓሊፉ ናብ ባሕሪ ይወጽእ። ምስተን ኣብ ማእከል ርስቲ ደቂ ምናሴ ዘለዋ ንደቂ ኤፍሬም እተፈልያ ኸተማታት፡ ኩለን ከተማታት ምስ ዓድታተን፡ ርስቲ ነገድ ደቂ ኤፍሬም ከከም ዓሌቶም እዚአተን እየን።
9
ካብ ታጵኣ እቲ ዶብ ንምዕራብ ኣቢሉ ኽሳዕ ርባ ቅና ሓሊፉ ናብ ባሕሪ ይወጽእ። ምስተን ኣብ ማእከል ርስቲ ደቂ ምናሴ ዘለዋ ንደቂ ኤፍሬም እተፈልያ ኸተማታት፡ ኩለን ከተማታት ምስ ዓድታተን፡ ርስቲ ነገድ ደቂ ኤፍሬም ከከም ዓሌቶም እዚአተን እየን።
10
ንሳቶም ግና ነቶም ኣብ ጌዘር ዚነብሩ ኸነአናውያን ክሳዕ ሎሚ ኣብ ማእከል ደቂ ኤፍሬም ይቕመጡ ኣለው፡ ገባሮም ከአ ኮኑ።
← Chapter 15
Chapter 17 →