Ezekiel 23
Amharic Tigrinya 2011
10ንሳቶም ከኣ ዕርቃና ቐልዑ፡ ነወዳታን ነዋልዳን ማረኽዎም፡ ንእኣ ድማ ብሰይፊ ቐተልዋ። ኣብ ማእከል ኣንስቲ ኽፉእ ስም ወጻ፡ ኣብ ልዕሊኣውን ፍርዲ ተፈርደ።
15ቅናት ኣብ ሕቚኦም ተዐጢቖም፡ ገፊሕ መጠምጠምያ ኸኣ ኣብ ርእሶም፡ ኲላቶም መኳንንቲ፡ ኣብታ እተወልዱላ ሃገር ከለዳውያን ምስሊ ደቂ ባቢሎን ዚመስሉ ረኣየት።