bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Amos 8
Amos 8
Amharic Tigrinya 2011
1
እግዚኣብሄር ኣምላኽ እዚ ኣርእየኒ፡ እንሆ ኸአ፡ ብሱል ፍረ ዝመልኤ ኽፈር።
2
ንሱ ኸአ፡ ኣሞጽ፡ እንታይ ትርኢ አሎኻ፡ በለ። ኣነ ድማ ብሱል ፍረ ዝመልኤ ኸፈር በልኩ። እግዚኣብሄርውን፡ ንህዝበይ እስራኤል መወዳእታ መጾም፡ ደጊም ድሕርዚ ኣይክሐልዶምን እየ፡ በለኒ።
3
በታ መዓልቲ እቲኣ ኸአ መዝሙር ኣዳራሺሲ ብኽያት ይኸውን፡ ሬሳታት ይበዝሑ፡ ኣብ ኩሉ ቦታ ድማ ብስቕታ ይድርበዩ፡ ይብል እግዚኣብሄር ኣምላኽ።
4
ኣቱም፡ ኤፉ እናኣንአስና፡ እኽሊ ኽንሸይጥሲ፡ ሰርቂ ወርሒ መአዝ ኮን ይሐልፍ፡ ቆፎ ስርናይ ክንከፍትከ፡ ሰንበት መአዝ ኮን ትሐልፍ፡ ነቲ ድኻ ብብሩር፡ ነቲ መስኪን ከአ ብሓንቲ ጽምዲ ሳእኒ ኽንሸጦ፡ ጉርዲ ስርናይውን ክንሸይጥ ኢና፡ እትብሉ ንስኻትኩም ነቲ መስኪን ክትውሕጥዎ፡ ነቶም ሽጉራት እታ ሃገርውን ከተጥፍኡ እትደልዩ፡ እዚ ስምዑ።
5

6

7
እግዚኣብሄር፡ ኣነ ብኹሉ ግብሮም ከቶ ኣይርስዖን እየ፡ ኢሉ ብኽሉ ግብሮም ከቶ ኣይርስዖን እየ፡ ኢሉ ብኽብሪ ያእቆብ መሐለ።
8
እታ ሃገር በዚ ምኽንያት እዚኦ ኣይተንቀጥቅጥን፡ እቶም ኣብኡ ዚነብሩ ኹላቶምከ ኣይሐዝኑንዶ፡ ንሳ ብዘላ ኸምቲ ወሐዚ ኽትለዐል፡ ከምቲ ርባ ግብጺ ድማ በለቕ ክትብልን ለጠቕ ክትብል እያ።
9
በታ መዓልቲ እቲኣ ድማ ኪኸውን እዩ፡ ይብል እግዚኣብሄር ኣምላኽ፡ ቀትሪ ኸሎ ንምድሪ ክዕርባ፡ ኣብ ድሙቕ መዓልቲውን ንምድሪ ኸጸልምታ እየ።
10
ንበዓላትኩም ድማ ናብ ሐዘን፡ ንኹሉ መዛሙርኩም ከአ ናብ ቁዝማ ኽልውጦ እየ፡ ኩሉ ጎድኒ ኸሊ ኸም ዚኽደን ኩሉ ርእሲ ድማ ከም ዚላጸ ኽገብር እየ። ከም ሐዘን ብሓደ ውሉድን መወዳእታኡውን ከም መራር መዓልትን ክገብር እየ።
11
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ከምዚ ይብል አሎ፡ እንሆ፡ ኣነ ናብታ ሃገር ጥሜት ዝሰደለን መዓልትታት ኪመጻ እየን፡ ንምስማዕ ቃል እግዚኣብሄር እምበር፡ ጥሜት እንጌራን ጽምኢ ማይን ኣይኮነን።
12
ካብ ባሕሪ ናብ ባሕሪ፡ ካብ ሰሜን ናብ ምብራቕ ይኽብልሉ፡ ቃል እግዚኣብሄር ኪደልዩስ ናብዝን ናብትን ይጎዩ፡ ኣይረኽብዎን ከአ።
13
በታ መዓልቲ እቲኣ እተን ጽቡቓት ደናግልን እቶም ኣጉባዝን ብጽምዲ የሕለልው።
14
እቶም ብሓጢኣት ሰማርያ ዚምሕሉ እሞ፡ ኣታ ዳን፡ ኣምላኽካ ህያው እዩ፡ መገዲ ብኤርሸባዕ ከአ ህያው እዩ፡ ዚብሉ ይወድቁ፡ መሊሶምውን ኣይትንስኡን።
← Chapter 7
Chapter 9 →