bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic (Tigrigna: Contemporary Tigrinya Bible 2024)
/
Psalms 138
Psalms 138
Amharic (Tigrigna: Contemporary Tigrinya Bible 2024)
1
(ዳዊት።) ብሙሉእ ልበይ ከመስግነካ እየ፤ ኣብ ቅድሚ ኣማልኽቲ ክዝምረካ እየ።
2
ንቓልካ ልዕሊ ዅሉ ስምካ ስለ ዘዕበኻዮ፡ ኣብ ቅድስቲ ቤተ መቕደስካ ኽሰግድ፡ ብለውሃትካን ስለ ሓቅኻን ድማ ንስምካ ኽውድሶ እየ።
3
በታ ዝጸዋዕኩላ መዓልቲ፡ መለስካኒ፡ ኣብ ነፍሰይ ድማ ብሓይሊ ኣበርቲዕካኒ።
4
ኵሎም ነገስታት ምድሪ፡ ቃላት ኣፍካ ምስ ሰምዑ፡ ኬመስግኑኻ እዮም።
5
ክብሪ እግዚኣብሄር ዓብዪ እዩ እሞ፡ እወ፡ ብመገድታት እግዚኣብሄር ኪዝምሩ እዮም።
6
እግዚኣብሄር ልዑል እኳ እንተ ዀነ፡ ንትሑታት የኽብሎም፡ ንዕቡያት ግና ካብ ርሑቕ ይፈልጦም እዩ።
7
ኣነ ኣብ ማእከል ጭንቀት እኳ እንተ ተመላለስኩ፡ ንስኻ ክትትንስእኒ ኢኻ። ኢድካ ኣንጻር ቁጥዓ ጸላእተይ ክትዝርግሕ ኢኻ፡ የማነይቲ ኢድካ ድማ ከተድሕነኒ እያ።
8
እግዚኣብሄር ነቲ ንዓይ ዚምልከት ኪፍጽሞ እዩ፣ እግዚኣብሄር ምሕረትካ ንዘለኣለም እዩ። ግብሪ ኢድካ ኣይትሕደግ።
← Chapter 137
Chapter 139 →