bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic (Tigrigna: Contemporary Tigrinya Bible 2024)
/
Psalms 134
Psalms 134
Amharic (Tigrigna: Contemporary Tigrinya Bible 2024)
1
(ዳዊት ደረጃ።) ኣቱም ብለይቲ ኣብ ቤት እግዚኣብሄር ደው እትብሉ ኲላትኩም ባሮት እግዚኣብሄር፡ እንሆ፡ ንእግዚኣብሄር ኣመስግኑ።
2
ኣእዳውኩም ኣብ መቕደስ ኣልዒልኩም ንእግዚኣብሄር ኣመስግኑ።
3
እቲ ሰማይን ምድርን ዝገበረ እግዚኣብሄር ካብ ጽዮን ይባርኸካ።
← Chapter 133
Chapter 135 →