Jeremiah 23
Amharic (Tigrigna: Contemporary Tigrinya Bible 2024)
5እንሆ፡ ንዳዊት ጻድቕ ጨንፈር ከንስእሉ፡ ንጉስ ከኣ ኪገዝኣሉን ኪሰስነሉን፡ ኣብ ምድሪ ፍትሕን ጽድቅን ዚገብረለን መዓልትታት ይመጻ እየን ይብል እግዚኣብሄር።
8ግናኸ ከም ህያው እግዚኣብሄር፡ ንዘርኢ ቤት እስራኤል ካብ ሰሜናዊት ምድሪን ካብ ኵለን እተን ዝሰጐግክወን ሃገራትን ዘዕበየ። ኣብ ሃገሮም ድማ ክነብሩ እዮም።