Deuteronomy 5
Amharic (Tigrigna: Contemporary Tigrinya Bible 2024)
1ሙሴ ድማ ንብዘሎ እስራኤል ጸዊዑ፡ እስራኤል፡ ነዚ ሎሚ ኣብ ኣእዛንኩም ዝዛረቦ ዘለኹ ሕግታትን ስርዓታትን ስምዑ፡ ምእንቲ ክትመሃሩን ክትሕልዎን ክትፍጽምዎን።
21ንሰበይቲ ብጻይካ እውን ኣይትምነያ፣ ንቤት ብጻይካ፡ ንመሬቱ ወይ ንባርያኡ ወይ ንገረድኡ፡ ብዕራይ ወይ ኣድጉ፡ ወይ ንብጻይካ ዝኾነ ነገር እውን ኣይትምነያ።