1 Kings 8
Amharic (Tigrigna: Contemporary Tigrinya Bible 2024)
39ሽዑ ኣብ ሰማይ፡ መሕደሪኻ ስምዓዮ፡ ንዅሉ እቲ ልቡ እትፈልጦ መገድታቱ ድማ ይቕረ በል፡ ግበርን ሃቦን። (ልቢ ኵሎም ደቂ ሰብ ንስኻ ጥራይ ኢኻ እትፈልጦ፤)
42(ብዛዕባ ዓብዪ ስምካን ብዛዕባ እቲ ሓያል ኢድካን ብዛዕባ እቲ እተዘርግሐት ቅልጽምካን ኪሰምዑ እዮም እሞ) ናብ ኣንፈት እዛ ቤት እዚኣ መጺኡ እንተ ጸለየ።