bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya (መፅሓፍ ቅዱስ) No Year
/
Psalms 150
Psalms 150
Amharic Tigrinya (መፅሓፍ ቅዱስ) No Year
1
ሃሌ ሉያ። ንእግዚኣብሄር ኣብ መቕደሱ ኣመስግንዎ፤ ብፅንዓት ሓይሉ ኣመስግንዎ።
2
ስለቲ ግብርታት ሓይሉ ኣመስግንዎ፤ ከም ብዝሒ ዕብየቱ ኣመስግንዎ።
3
ብድምፂ መለኸት ኣመስግንዎ፤ ብበገናን ብመሰንቆን ኣመስግንዎ።
4
ብኸበሮን ብስዕስዒትን ኣመስግንዎ፤ ብኣውታርን ብእምብልታን ኣመስግንዎ።
5
ድምፁ ሰናይ ብዝኾነ ፀናፅል ኣመስግንዎ፤ ብፀናፅልን ብዕልልታን ኣመስግንዎ።
6
ኵሉ እስትንፋስ ዘለዎ ንእግዚኣብሄር የመስግን። ሃሌ ሉያ።
← Chapter 149