bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya (መፅሓፍ ቅዱስ) No Year
/
Psalms 122
Psalms 122
Amharic Tigrinya (መፅሓፍ ቅዱስ) No Year
1
“ናብ ቤት እግዚኣብሄር ንኺድ” ምስ በሉኒ ተሓጐስኩ።
2
ኦ ኢየሩሳሌም፥ እንሆ ኣእጋርና ኣብ ኣደባባያትኪ ቖይመን ኣለዋ።
3
ኢየሩሳሌምስ ንስንሳታ ኸም እተጋጠመት ከተማ እያ ተሓኒፃ።
4
ንስም እግዚኣብሄር ከመስግኑ፥ ንእስራኤል ምስክር ክኾኑ፥ ነገዳት እግዚኣብሄር ናብኡ ኽድይቡ እዮም።
5
ኣብኡ ዝፋናት ፍርዲ፥ ዝፋናት ቤት ዳዊት ተዘርጊሖም ኣለዉ።
6
ንኢየሩሳሌም ሰላም ለምኑ፤ ንዝፈትዉኺውን ልምዓት ይኹን።
7
ብሓይልኻ ሰላም፥ ብዝተጋየፀ ቤትካውን ልምዓት ይኹን።
8
ስለ ኣሕዋተይን፥ ስለ ብፆተይውን፥ “ኣብ ውሽጥኺ ሰላም ይኹን” እብል ኣለኹ።
9
ስለ ኣምላኽና፥ ስለ ቤት እግዚኣብሄር ኣምላክና ኢለ፥ ንኣኺ ሰናይኪ እደሊ ኣለኹ።
← Chapter 121
Chapter 123 →